ውግእ ዓድዋ ዝሐበረ ዝተወደበ ህዝቢ ሰዓራይ ምዃኑ ዘመላኸተ ንካልኦት ህዝብታት ኣንፃር ወፅዓን ፀረ ባዕዳዊ ወራርን ምስዓር…

ምረቓ ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ሓወልቲ ዶ/ር ዘርኡ ገብረሊባኖስ
ምረቓ ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሓወልቲ ዶክተር ዘርኡ ገብረሊባኖስ ብፍልጠትን ክእለትን ዝተምሃረ ብቑዕ ዜጋ ንምፍራይ…

ስነስርዓት ምኽፋት ኢግዚቢሽን ኣብ ሓወልቲ ሰማእታት
መኽፈቲ ስነስርዓት ብምኽንያት መበል ሓምሳ ዓመት ወርቃዊ ኢዮቤልዩ ልደት ውድብ ህወሓትን ምጅማር ዝተወደበ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይን…

ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረከበ ገንዘባዊ ሓገዝ ኣብ 14 ወረዳታት ትግራይ ኣብ 266 ኣብያተ ትምህርቲ 84 ትካላት ጥዕና 844 ትካላት ማይ ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ክስራሕ እዩ ።
ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረከበ ገንዘባዊ ሓገዝ ኣብ 14 ወረዳታት ትግራይ ኣብ 266 ኣብያተ ትምህርቲ 84 ትካላት…

ትእምትን ትካላቱን ካብ ዝኾነ ይኹን ፖለቲካዊ ኢድ ኣእታውነት ወፂአን ኣብ ሕውየትን ዳግመ-ህንፀትን ማእኸል ክገብራ
ትእምትን ትካላቱን ካብ ዝኾነ ይኹን ፖለቲካዊ ኢድ ኣእታውነት ወፂአን ኣብቲ ዝጀመርኦ ሕውየትን ዳግመ-ህንፀትን ማእኸል ገይረን ብምስራሕ…