ምንጪ ፅፁይ ሓበሬታ
አብ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ሸውዓተ ሰባት ሂወቶም እንትሓልፍ ፡ ካልኦት ሽዱሽተ ሰባት ድማ…
ዶናልድ ትራምፕ መበል 47 ፕረዚደንት አሜሪካ ኮይኖም ቃለ መሓላ ፈጺሞም። ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብቲ ስነስርዓት…
በዓል ጥምቀት ኣብ ከተማ ማይጨው ኣብ ድሮ እቲ በዓል ፡ ብክብሪ መናእሰይ ሊቃውንቲ : መራሕቲ ሃይማኖት፣…
በዓለ ጥምቀት ኣብ ሰውሒ ንጉስ ከተማ መቐለ ክብረ በዓል ጥምቀት 2017 ዓ.ም ኣብ ከተማ መቐለ…
ድሮ በዓል ጥምቀት ኣብ ርእሰ ኣድባራት ወገዳማት ኣኽሱም ፅዮን ቤተክርስትያን # ሓጎስ ተኽላይ
ቱር ባንኪ ወጋገን ሎሚ ቐፂሉ ኣብ ዘካየዶ መድረኽ ተቐዳዳማይ ጋንታ ብሽክሌታ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ብዛዮህ ተስፍኡ…
ባህግታት ትግራይ ንምግሃድ ግደ መንእሰይ ዝለዓለ ብምዃኑ ኩለ መዳይ ዓቕምን ተጠቃምነትን ንምርግጋፅ ትኹረት ገይሩ ይሰርሕ ከምዘሎ…