መኽፈቲ ስነስርዓት ብምኽንያት መበል ሓምሳ ዓመት ወርቃዊ ኢዮቤልዩ ልደት ውድብ ህወሓትን ምጅማር ዝተወደበ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይን ንሓደ ሰሙን ዝፀንሕ ምርኢት ኢግዚቢሽን ኣብ ሓወልቲ ስውኣት።
እቲ ኢግዚቢሽን ህዝቢ ትግራይ ዝሓለፎም ምዕራፋት ቃልሲ ንወለዶታት ታሪኽ ብዘሐልፍ መልክዑ ከም ዝተዳለወ ተሓቢሩ ።
ምንጪ ፅፁይ ሓበሬታ