ዶናልድ ትራምፕ መበል 47 ፕረዚደንት አሜሪካ ኮይኖም ቃለ መሓላ ፈጺሞም

ዶናልድ ትራምፕ መበል 47 ፕረዚደንት አሜሪካ ኮይኖም ቃለ መሓላ ፈጺሞም።

ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብቲ ስነስርዓት ኣብ ዘስምዕዎ ዘረባ “ወርቃዊ ዘመን ኣመሪካ ኣብዚ ሕዚ እዋን’ዩ ዝጅምር” ኢሎም ።

ፕረዚደንት ትራምፕ መራሕቲ ሃገራት፣ሰብ ሃፍቲ፣ወነንቲ ትካላት ቴክኖሎጂ፣ከምኡ’ውን ካልኦት ዕዱማት ኣብ ዝተረኸብሉ እዮም መሓላ ፈጺሞም ዘለው።

ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ “ወርቃዊ ዘመን ኣመሪካ ኣብዚ ሕዚ እዋን’ዩ ዝጅምር” ዝበሉ ኮይኑ “ካብዚ ዕለት እዚ ንደሓር ሃገርና ኣብ መላእ ዓለም እንደገና ክትዕምብብን ክትክበርን እያ። ህዝብታት ቅንኢ ዘሕድሩላ ሃገር ክንከውን ኢና፡ ክብሉ መፅብዓ ኣትዮም ።

ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ኣብ ቤተ ክርስትያን ቅዱስ የውሃንስ ይሳለጥ ኣብ ዘሎ ስነ ስርዓት ቃለ መሓላ፣ ቀደምት ፕረዚዳንታት፤ምክትል ፕረዚደንታትን ዝርከብዎም ልዕሊ 500 ዕድማት ከምዝተረኸቡ ተገሊጹ።