ጉዕዞ ሂወት ታሪኽ ንጉሰ ነገስት ሃፀይ ዮሃንስ ራብዓይ ዝዕቀበሉ ቤተ መዘክር ንምህናፅ ዝዓለመ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ።

ካብ ማይ ብሓ ክሳብ መተማ !!ጉዕዞ ሂወት ታሪኽ ንጉሰ ነገስት ሃፀይ ዮሃንስ ራብዓይ ዝዕቀበሉ ቤተ መዘክር…

WHO Comment

ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ካብ ውድብ ጥዕና ዓለም ክትለቅቕ ምዃና ኣብ ዘውጽኣቶ መግለጺ ውድብ ጥዕና ዓለም ርእይቶ ሂቡ።

ጀኔቫ – ውድብ ጥዕና ዓለም፡ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ካብቲ ውድብ ክትወጽእ መደብ ከምዘለዋ ምግላጹ የሕዝኖ። ዳይረክተር…

አብ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ሸውዓተ ሰባት ሂወቶም ሓሊፉ

አብ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ሸውዓተ ሰባት ሂወቶም እንትሓልፍ ፡ ካልኦት ሽዱሽተ ሰባት ድማ…

ዶናልድ ትራምፕ መበል 47 ፕረዚደንት አሜሪካ ኮይኖም ቃለ መሓላ ፈጺሞም

ዶናልድ ትራምፕ መበል 47 ፕረዚደንት አሜሪካ ኮይኖም ቃለ መሓላ ፈጺሞም። ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብቲ ስነስርዓት…

በዓል ጥምቀት ኣብ ከተማ ማይጨው

በዓል ጥምቀት ኣብ ከተማ ማይጨው ኣብ ድሮ እቲ በዓል ፡ ብክብሪ መናእሰይ ሊቃውንቲ : መራሕቲ ሃይማኖት፣…

በዓል ጥምቀት ኣብ ሰውሒ ንጉስ ከተማ መቐለ

በዓለ ጥምቀት ኣብ ሰውሒ ንጉስ ከተማ መቐለ   ክብረ በዓል ጥምቀት 2017 ዓ.ም ኣብ ከተማ መቐለ…

ድሮ በዓል ጥምቀት ኣብ ርእሰ ኣድባራት ወገዳማት ኣኽሱም ፅዮን ቤተክርስትያን

ድሮ በዓል ጥምቀት ኣብ ርእሰ ኣድባራት ወገዳማት ኣኽሱም ፅዮን ቤተክርስትያን # ሓጎስ ተኽላይ  

ባህግታት ትግራይ ንምግሃድ ግደ መንእሰይ

ባህግታት ትግራይ ንምግሃድ ግደ መንእሰይ ዝለዓለ ብምዃኑ ኩለ መዳይ ዓቕምን ተጠቃምነትን ንምርግጋፅ ትኹረት ገይሩ ይሰርሕ ከምዘሎ…

ዝርገሐ ኤችኣይቪ ኤድስ ኣብ ትግራይ

ዝርገሐ ኤችኣይቪ ኤድስ ኣብ ትግራይ ቅድሚ ኲናት ካብ ዝነበሮ ዝርግሐ ብዕፅፊ ብምውሳኹ ሕብረተሰብ ግቡእ ጥንቃቐ ክገብር…

ታሪካዊን ጥንታውን ገዳም ደብረማሪያም ቖርቖር ሓደጋ ምፍራስ ኣጋጢምዎ

ታሪካዊን ጥንታውን ገዳም ደብረማሪያም ቖርቖር ሓደጋ ምፍራስ ኣጋጢምዎ ። አብ ወረዳ ሓውዜን ቑሸት ቖርቖር ዝርከብ ታሪካውን…