ዜና ውሽጢ ዓዲ
ከተማ ዓድዋ ክብርታት በዓል ዓድዋ ንሰላም፤ ሓድነትን ብሩህ መፃኢ ትግራይን ብዝብል መሪሕ ቃል እናክበረት ትርከብ ።
ውግእ ዓድዋ ዝሐበረ ዝተወደበ ህዝቢ ሰዓራይ ምዃኑ ዘመላኸተ ንካልኦት ህዝብታት ኣንፃር ወፅዓን ፀረ ባዕዳዊ ወራርን ምስዓር ከምዝካኣል ተምሳሌት እዪ !! ከተማ ዓድዋ ክብርታት በዓል ዓድዋ ንሰላም፤ ሓድነትን ብሩህ መፃኢ ትግራይን…
ዓለም ለኻዊ ዜና
ኣል ፋቲሕ ኢርዋ – ነፋሪት ሰሲና
ሕዚ እውን ኣብ ቀፅሪ ሓወልቲ ሰማእታት ታሪኽ ተጋድሎ ህዝቢ ትግራይ ካብ ሞንጎ ዘዘንትው ቅርስታት ሓንቲ ኮይና ኣላ ነፋሪት ሰሲና ። ኣብራሪ እታ ነፍሪት ኮይኑ እውን ንዝገጠሞ ቴክኒካዊ ፀገማት በዲሁ ብምዕራፍን…
ቢዝነስ
ቤት ፅሕፈት ምግባረ ሰናይ ትእምት ንኮምሽን ሓርበኛታት ትግራይ 90 ሚልየን ቅርሺ ሓገዝ ኣበርኪቱ ።
ቤት ፅሕፈት ምግባረ ሰናይ ትእምት ንኮምሽን ሓርበኛታት ትግራይ 90 ሚልየን ቅርሺ ሓገዝ ኣበርኪቱ ። ኣካቢ በዓል ሓደራ ቦርድ ትእምት ኣይተ ቴድሮስ ሓጎስ ንመሐከሚ ሓደሽቲ ጀጋኑ ጉድኣት ኲናት ትግራይ ዝውዕል 90…
ፖለቲካ
ዓውደ መፅናዕቲ ዝኽሪ 11 ለካቲት !!
ብቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ ዝተዳለወ ዝኽሪ መበል 50 ዓመት 11 ለካቲት ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ።ኣብዚ መድረኽ ዝተፈላለዩ ዝኽሪ 11 ለካቲት ዝድህስሱ መፅናዕታዊ ጽሑፋት ክቐርቡ ትፅቢት ይግበር።ኣብዚ መድረኽ ንምክትል…
ማሕበራዊ
ምረቓ ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ሓወልቲ ዶ/ር ዘርኡ ገብረሊባኖስ
ምረቓ ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሓወልቲ ዶክተር ዘርኡ ገብረሊባኖስ ብፍልጠትን ክእለትን ዝተምሃረ ብቑዕ ዜጋ ንምፍራይ ኣብ ህንፀት ኣብያተ ትምህርቲ ኩሉ እጃሙ ከበርክት ይግባእ ኢሎም ሓላፊ ካቢኔ ሴክሬታሪያት ስግግር ማሕበራዊ…
Advert






ስፖርት
ተጋሩ ኣትሌታት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ድሙቕ ዓወት ኣመዝጊበን።
ሎሚ ምሸት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ከተማ ሊቨን ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ሃውትስ ዴ ፍራንስ ፓስ ዴ ካላየስ (Hauts-de-France Pas-de-Calais) ብ3 ሽሕ ደቂ ኣነስትዮ ትግራወይቲ ኣትሌት ፍረወይኒ ሃይሉ ተዓዊታ። ኣትሌት…